ሰንጋል / SENGAL / PART 03 , ብ ኣወል ስዒድ / BY AWEL SAID
12 jan 2021
139 823 visningar
''SENGAL'' new Eritrean movie 2020 by AWEL SAID Part3
SENGAL PART 01 seworld.info/will/Zp-qp8etbaeTqKc/video
SENGAL PART 02 seworld.info/will/npy8qpy5gnyLzpM/video
HIDMONA ENTERTAINMENT is a channel broadcasting video clips, music, movies, series movies, comedies, interviews and other entertaining & informative arts, from people to people.
We would like to request you to like, share and subscribe to see and enjoy our media progressively.
Thank you
Hidmona Entertainment Team
Amazing👍 movie🍿 nice job keep up
ግናይ ኣይብዛሕ ከይባዛሕ ሑሕ መግለብ ሑንጉጉ ቱሕ ክክክክክ ጽናሕ ኣብዚኣ ጽናሕ
Anabes deki eriy marey edman tenan yhabkium Fkirat
Anabes deki eriy marey edman tenan yhabkium Fkirat
ኣየ ኤርታርዋያን ብደዐን ጸርፍን ሒዝኩም ተሪፍኩ አቲ ጸርፍስ መቦቆልኩም ዩ ባ ዘራአቲ ጽልኢ።
ጻሕልና በሊዕኩም ዓቢኹም እወ ካሕዳማት
Sekit gumama kem gele aynet buda
🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Deki Erey malet🇪🇷😇
ኣብዚ ሎ ኤርትራዊ ማለት ,ኣወሊኖ ወዲ ኤረይ ስነጥበብ መሃሪ ኢዩ እሞ ነዚ ወሎዶ ታሪኹ ኣፍልጥዎ,ነዞም የሖዋትና ዶ ገለ ክብሉ ዝውዕሉ ዕዋኖታት ዓቢ ጽፍዒት ኢዩ 💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
እዛ ዑቅቢትሲ ንኣሰና እያ ትምልከት ኣማንኣል ኣሰና
Awel seid berku zeri ayen abayeka yedefen kulkum deki eri ,aba movie zelekum crew kulekum agena behaki
Edemen tenane yehabekum fetari betami temeti film "❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🙏🙏
Ajokum deki eti shikorinatattttt
Aweley enqae natna konka neaka zfetu fetawina neaka zexele xelaina wediza halal meriet G.B.U
Enqoa bselam mexakum
እዚ ጠቃር ጀበርቲ መልመጺ ድስቲ ህግደፍ እንታይ ጥዑይ ከይደርስ ኢዩ ኣብ ጽልኢ ደቂ ሰባት ከብዱ ዝመልእ ማዓልትካ ጥራይ ተጸበ ኣታ ብራርያ ስድተኛ
@Fithawit Abedom እሞ ኣነ ለሚነ ኢየ ዘልምጽ ዘለኩ እበር እዳሓሰኩ ደቂ ሰባት እድስባኣስኩ ማዓስ ኮይነ
Asha eka melmexi dea nska/ki
Awelye jegna kamey deka tekyfina wetru hezbyen hagrye mes belika abe gonka alena xebkti film kea we love you deki erye .
ሓቀኛ ፍቕሪ የባእስ በር ኣይፈላልን ዩ ኣብ ፍቕሪ ንቡር ዩ። ግርጭት ዘይብሉ ፍቕሪ ፍቕሪ ኣይኮነን። ንሓቂኛ ፍቕሪ ንልበሳ። ቃል ናሆም ዮሃንስ ኣድያም ስብሃቱ seworld.info/will/fXGqzdWygYSG0GQ/videoሓቀኛ ፍቕሪ የባእስ በር ኣይፈላልን ዩ ኣብ ፍቕሪ ንቡር ዩ። ግርጭት ዘይብሉ ፍቕሪ ፍቕሪ ኣይኮነን። ንሓቂኛ ፍቕሪ ንልበሳ። ቃል ናሆም ዮሃንስ ኣድያም ስብሃቱ seworld.info/will/fXGqzdWygYSG0GQ/video
ኣብዚ ሊንክ ኣቲኹም ክትሪዎ ትኽእሉ ስድራቤታን ባዓል ቤታን ሓጼር ሌላ ምስ ስዳራቤታ ሚሪያም ምስግና seworld.info/will/oLDDvsaasJJfmoU/videoክ
ጽብቕ ስራሕ ኣጆኹም. እዞም ኣክተር ፊልም ሃገርና ግን ጅምናዚም እንተዝሰርሑ ጽቡቕ ቁመና ምሃለዎም ዝያዳ ምጸበቐ
Welcome deki Erey pls ነዊሕ part ግበርወ ኢኩም
Can you give me a free call when I back in Sweden
Delay fthi eye emo eza film teketatileya welehade gega ayrekebkulan nice mehlfo keman anabis gobez xehafi nberuley !!!
Hdmona intertement afro 1 eba sdedulna
Wellcome bro Bravo Kexilo Bertieee kabaka buzuh Ena nimehar Zelena Thanks bro 🇪🇷✌️💯👍💗🏆
ሰንጋል አንታ ረጃል
ኣወሊኖ ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ እዝጋቢሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 👏🙏👍
proud of you deqi Erry 💯💯💢💢💥💥💥
Btaemi bltsti film gn dmtsi yeln
eti lahja zereba des kbleka bhlfi nayten awald
ኣቱም ፋራታት እዛ film ፖሎቲካ ኢያ ኣወል ስዒድ ረሳሕ ዓዃር ኣስላማይ ማሓረደ እምበር ነይምፈረደ ድዩ ዝተባህለ ትግራይ ጸሊእካስ ክንድዚ ዋይ ጉድ
@Grmay Berhane kkkkk eske afka hizka tem bel rukus ንዓካ መነዲካ do hasibka eyu welfas ባዕልካ ika hateftef eleka mejemriya eta reska kale kethaseb sele zeytkel gn welahanti amaraxi yeblekan
@ኤርትራዊት ሓበሻዊት ወዲ ከልቢ ረሳሕ ወልዋሊ ምዓኮር ኢሰያስ ኪድ መነዲካ ሓሲብካ
Do ata buda resah kale do dea keythaseb fooo halay rukus
መርሓባ
Deki eray halalat
Wow wow this is nice move I love it 🙏🙏🙏🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Wawww Aweley👍🇪🇷👍🇪🇷👍🇪🇷
ካብቶ ዘድንቀካ ኣለውና እለ ዝጀሃረልካ ሰብ እየ ግን በቲ ሓደ ግን ከተስተውዕለሉ ዘለካ ነቲ ጭዋ ህዝብካ ዘሳቂን ዘሎ ሕሉፍ ሓሊፍዎ እታ ዝጋዓዝላ መኪና ሓርቢትዎ ዘሎ ኣይሕዝነካን በጃካ ሕስብ ኣብል ኣወል ሲዒድ ነዚ ሰታይ ደም ኣይትደግፍ ብጾትካ ኣበይ ኣለው ብዘይፍርዲ ኣብ መሓውር ኣለው ሃገርና ሰላም ትንበረልና ንህዝቡ ዝሓሊ መራሒ የምጽእልና ነዚ ሩኹስ ይሰውረልና?
ቅድሚ ሕጂ ከሙ ጌርኩም ኣእምሮ ሰብ ብ ናይ ደርጊ ፊልምታት ሓንጎሉ ከም ዘይ ዕረ ጌርክሞ ሕጂ ክኣ ኣብ ልዕሊ ሕብረተ ሰብ ትግራይ ዘመተን ጸለመን ጀሚርኩም እንዳ ትምክሕትን : ሰደትን: ድራሮም ምሽክናይ ህዝበይ ካብ ዓለም ብቴክናሎጂ ሃዲምካ መጋበርያ ፖለቲከኛኝ ኣጣቅዒ ኮንካ ክትነብር ፍቅሪ ሲዒሩ ኣብ ድበሉካ ክኣ ከም ፓፓጋሎ ክትደግም 😭😭😭😭😭😭
ኤርትራ ናይ ኤርትራዊያን እያ እምበር ናይ ክርስቲያንን ናይ ሙስሊምን ኣይኮነትን ok kulu seb kifelto zelewo
Eten qdm zzemeten ke ewe haqka wedi negede anbesa
Welcom to deki eriy
seworld.info/will/mIqqprCUj5R9qaM/video
Enitay dea ezi oqubit si nezom beal kisto do ymesil haqey 🥱
ሰናፍ ኣይኮንካን ኣወለይ ኮርዒዳ ወላ ኣብ ባህላዊ ማለተየ ግና ፍሉጥ መዓልቲ ግበሩላ ኣብ ትመጾ
Deki erey marey bulux srah brekum ysesn❤❤🙏
Dmtsi yebilsn entay eu eti tsegem
Nay wedi negede sehaq kill me ohh lol 😂
Welcam xubukat
አወል ሓክሊ ዱሙ
ኣወል ጸያቂ ታሪክ ጹባሕ ክትሕተተሉ ኢካ 👉ክትወግሕያ ✌️
ፍቕሪ ክሰብኹ ዘይኸድዋስ ጽልኢ እዋይ ዓደይ መዓረይ ኣወል ደሓን ክወግሕ ዩ።
🐪🐪🐪🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️♥️♥️🌹🌹🌹🌹🌹🌹✊✊✊✊✊✊🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🌟🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
Good job Awelino.keep doing
Deqi erey mqurat aweley ms kulom tewasaeti hagerey Love you ❤️ nberuley deqi halal Meret🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
ኣወል ሸቃጢ ኣገልጋሊ ህግደፍ ዝጸልእ ዲስ ሕቡኒ
🐎🐎🐎🐎🐎🐎🐆🐆🐆🐆🐆🐆🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🐅🌹🌹🌹🌹🌹🌹🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🥀🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌿🌿🌿🌾🌾💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯
ሎሚ 46 .ደቂቅ ከምዚ ክኽውን ኣለዎ ... ሰሙን ምሉእ እንዳትጸበና ኣይትሕጹሩልና ..... እምበር ፍልም ደኣ እንዳመቀርትያ
ኣወለይ ናይ ባሓቂ ድንቂ ስራሕካ መግለጽ ስእነሉ ዕምሪ ያሃብኻ፡ኣብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልጦን ናይ ወትሩ ትምኔተይ እዩ እሞ ኣይ ቱኽለፈና ክሳብ መወዳታ ፡ ምስ ቡሉጻት ተዋሰእቲኻ ።
Awel jegna wedi eri🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Nic film 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣቤት ፊልም ቃላት ትምገብ ብሓቂ
Ewayyyy anesi tekiliti zebale seb kexelilelini deli....4 ever legend.....
Welcome deki Eri 🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷
🐕🦺↗️🚮
Proud of you ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኣወል ማሕዬ ኣዲ ሃሎ ማዓልትኻ ተጸበ ።
Druz etay sle zbele weys kabom eka
ህዝበይ ፍቅሪ መዝሙሩ🇪🇷❤
እዚ ንሰንዓፈ ዝውክል መነባብሮ ኣይኮነን ኣቃርጾ
Kela tem bel hasad duba beqa mahayem
ላህጃ ናይ ሽመጃና ኣይረኸብክምዎን። ከየጽናዕኩም ዲኹም ትሰርሕዎ!
Iti adi iyu nay smejana izi shifta wedi deqi teshim iyu
እዛ ዓድና ናይ ጥዕና ፊልም ክትሰርሑላ ተቀልቂልክምዋ ዘይትፈልጡስ; ን ፕሮፓጋንዳዊ ጽልኢ ዘስፋሕፍሕ ፊልም ክትሰርሑላ መጺእኩምዋ? እዋይ ዓድታት ሽመጃና ዝረኸብክንኦ
ታሪኽ ኣቦታትናን ታሪኽ ሓቅን ዝምህረና ኢና ስኢና እንበር ጽውጽዋይን ዘቀያይም ታርኽን ዝምህረና ኣይሰኣናን። ኣወል ጀበርቲ ኣብ መንጎ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ጽልኢ ምጽሕታርካ ግን ኣይፈተኩኻን።
ዓድና መጻወቲ ገአኩሞ ኣንቱም ወካሩ ሰብ ዘይብሉ ሪኢኩም ክወግሕ እዩ
Nmtay zereba zytemerxe
ህዝቢ ትግሪኛ ኣስተውዕሉሉ እቲ መልእኽቲ እንታይ ንምባል ምዃኑ። እታ መልእኽታ ሓንቲ እዩ። ንሳ ክኣ ን ተጋሩ ኣኽፌእካ ኣብ ልቢ ኤርትራዊ ጽልኢ ንምዝራእ እያ። ናይ'ዞም ቀቢላታት ክፋእን ተንኮልን ን ህዝቢ ትግሪኛ ኣጸቢቁ ተጋሂድሉ እዩ። ከምቲ ኩላትኩም ቀቢላታት ባህልኹምን ልምድኹምን ቃንቃኹምን ገዲፍኩም በታ ንኹላትኩም ቀቢላታት ከተራዳድኣኩም ትኽእል ቃንቃ ሓደ ክትኮኑ ትፍትኑ ዘለኹም። ህዝቢ ትግሪኛ ውን ምስቲ ብ ሃይማኖትን ቃንቁኡን ባህሉን ልምዱን ሓው ዝኾነ ህዝቢ ትግራይ ሓደ እዩ።
👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎👎
ኣወል 🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮🤮👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹👹
እቲ ጋሳ ትግራዋይ እቶም ሰብ ጥሪት ካኣ ትግርኛ እንዳኣሎም መን ምስ መን ክባኣስ ክካካካክካኣ ዝብሄረ ጀበርቲ ካክካካካካ፧፧?
Tewasaeti👍 Derasi 👎
ናይ ብሃቂ ጽብቅቲ ፊሊም ነሚ ክትሰሞ ዉን ደስ ዝብለካ ልኪኢ ከምቲ ናይ ቀደምኩም ብዙህ ትምህርቲ ኣለዋ
እዛ ፊልምስ ዘስተውዓለላ ሰብ ዶ ይህሉ ይከወን ፡ እዚ ፈገር ኣወል ሓሶት ዛንታ ኣብ ዓዲ ጭዋታት ይሰርሕ ኣሎ
@filmon haile nay bahaki bro dekala amharay sele zekone eyu halwlew zebel,zelo
@filmon haile እንታይ ደኣ ትስምካ ስም ትግራዋይ ፡ ናይታ ጽርግያ ዝበልካያ ከኣ ጥበበኛታት ሓያላት ናይምትዕፅጻፍ ተክሎ ኣለዎም ኢሉ ኮዩ ጥልያን ሰምይዋ
@Bereke Tewelde ክክክ ትግራዋይ ተዝኸውን ቀደም ክሳደይ ገመድ መእተኩላ ኣብ ዓለም ዘፈንፍነኒ ትግራዋይዩ ኣብ ኤርትራ ልቢ ትግራዋይ ጥውይዋይ ዝብሃል ኣጻድፍ ጽርግያ ኣሎ ኣቦታታትና ልቡኹም ዘይርከብ ኣትማን ምስ ኮንኩሞም ዘውጽልኩም ሺምዩ 🤣
@filmon haile ዝገርም ትግራዋይ ምካንካን ንትግራውነትካ ምፍንፋንካይ ዩ ክክክክ
@Bereke Tewelde እቲ ግብረ ሰዶም ሃጸይ ዮሃንስ ብዘይ ንቡር ብማዓኮር ንሰራዊት ትግራይ ይገብሮም ኔሩ ፎእእ ሕማቅ ዛንቱ ፈንፍኖም ድሓን ይእተዉ ሱዳናውያን ክሳዱ በቲኾም ኣብ ቤት መዘከር ኣንብሮማ ኣለዉ ታሪኽ ተጋሩ ዘፈንፍን ዝነውርዩ
ኣወል ሲዕድ ስለምንታይ ኢካ ንዚ 2 ህዝቢ ተዛራባይ ትግርኛ ክሪስትያን ኣብ ደም ክነብር ዘይነበረ ታሪኽ ሐሶቶ እንዳ ጸሐፍካ ኣብ ጽልኢ ክነብር ትምነየሉ ትጽዕርን ዘለካ ግን ደሐን ህዝቢ ነቂሑሉ እዩ ናይ ቁሩብ ግዜ ሕቶ እዩ ግዲ የብልካን ክትስሕና እካ ። 🐕🐕🐖🐖
Btami mesatit film des ktbleka eza krar derfi nau adey bcha tqexlelna please
እዚ ታሪኽ ብልክዕ ጽቡቅ ኢዩ እቶም ዓድኹም ዘይትፈትዉ ካብቲ ጋሱ ኢኹም ተወሊድኩም።
ጽብቅቲ ነይራ ግን ድምጺ ብጣዕሚ ሕማቅ ኣሎ
God bless you my eri 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹
ኣንታ ኮይንዋ ድዩ ድምጺ ዘይብላ ክትውዳእ ወይስ ብናተይ እዩ? ? ? ?
Nay bahqi defetwa flim admen xanan nakhum deqi eri xaada
🇪🇷♥🇪🇷🌷🇪🇷♥👍
Nice movie thx awel habibi
እታ ፊልም ኮነት ተዋሳእታ ኣባላሊጽካ ትሪኦም ኣይኮነን ግን ክላሲካል በዚሑዋ ጽሑፍ ብእንግሊሽ እንበር ዝስማዕ ነገር የለን
ኣወል ዒድ ሶሪ ሰዒድ ዝብል ኣፍየ ዘለናዮ ዘበን ዘበነ ሰንጋል ንጉስ ዓዲ ኣምበሳ ቀቲሉ ገለ ዶ ከምዘይ ምኻኑ ኣጢዕኻ ኢኻ ትፈልጥ። ዕላማኻ ግን ነዚ ወለዶ ኣብ ጃህራን ደምበ ዓድን ትሓጺሩ ክተርፍ እዩ ዕላማኻ ሓጺር ሰብ ግብሩን መጋብሩን ክፉእ ንኽፋእ ናተይ ኢልካ ሒዝካዮ። መንእሰይ ብዛዓባ ካልእ ከይ ማራመረ በዚ ናይ ሕሉፍ ዝዘቅበበ ታሪኽ ጌርካ ን ድሕሪት ኣይትግቶቶ ዝመጾ ዘሎ ሳዓቤን ክጥምቶ ምዉት ጥበብ።
Deki Erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ስንጋል እምበሳ💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪❤️💪💪🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
Well done 👍🏻
Welcome back sebey ❤
Awel korieda
ኣቤት ጅግንነት ኤርትራዊ ይበል ካብ ቀደም
Kkkk(k(
😍😍😍😍😍
Poe
Nic job
መርሓባብኩም ደቂ ሓላል መረት